ኣድራሻታት

ተወሳኺ ሓገዝ ምስዘድልየኩም ኣብ ጐድንኹም ኣለና

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፡ ካብ ሰዓት 9 ቅ.ቀ. ክሳብ ሰዓት 12:30 ድ.ቀ. ኣብ ዘለዉ ሰዓታት ብቝጽሪ ተሌፎን +32 (0)15 44 35 22 ክትድውሉልና ትኽእሉ ኢኹም።

ኣስተውዕሉ፦ ኣብ ስራሕና እንጥቀመሎም ቋንቋታት፡ ቋንቋታት እንግሊዝ፡ ዳች፡ ፈረንሳን ዓረብን እዮም። ብሓደ ካብ`ዞም ቋንቋታት እዚኣቶም ክትዛረቡ ዘይትኽእሉ እንተዄንኩም፡ ቋንቋ ዝኽእል ሰብ ብኽተሓባበረኩም ሕተቱ።

ነቝጣ መርበብ ሓበሬታ ተጠቒምኩም መልእኽቲ ሕደጉልና 



Avez-vous une plainte à propos de nos services ? Des plaintes à propos de nos services ? Avez-vous une plainte à propos de nos services ? Complaint form / formulaire de plaint / complaint form

ኣድራሻ

Croix-Rouge belge-Flandre
Motstraat 40
2800 Mechelen
ቤልጅዩም

ኣብያተ-ጽሕፈትና ብኣካል ዝርከቡሉ

ኣብያተ-ጽሕፈት ቤልጅዩማዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ፍላንደርስ፡ ካብ መደበር ባቡር ሚቸለን ናይ 15 ደቓይቕ ናይ እግሪ ዝጠልብ ርሕቀት ዘለወን እየን።

ነዚ መደበር ባቡር ንድሕሬኹም ሓዲግኩም፡ ኣብ መዐሸጊ ማካይን ክሳብ እትበጽሑ ትኽ ኢልኩም መገድኹም ቀጽሉ። ንትካል ማእከል ስፖርታዊ ንጥፈታት `ኢሃም` ኣብ ቅድሜኹም ክትርእይዎ ኢኹም። ማካይን ንዝዕሸጋሉ ቦታ ሰጊርኩም ናብ Bautersemstraat ክትኣትዉ ኢኹም፤ እዚ ድማ ናብ Motstraat ዝወስድ እዩ።

ናብ ኣብያተ-ጽሕፈትና ዘብጽሑ መኣዝናዊ ሓበሬታታት ንምርካብ ኣብ`ዚ ጠውቑ

Téléchargez le plan (.pdf) 

Télécharger le plan d'accès au bureau (.pdf)

Télécharger la description de l'itinéraire (.pdf)