ድሕሪ ምርዓም ህጻን ዝኽሰት ምጥፋእ ደሃይ

ኣጋጣሚ ኰይኑ፡ ደሃይ ናይ`ቶም ድሕሪ ምርዓም ህጻን ሃለዋቶም እተሳእነ ሰባት ኣብ ኣይንሕግዝን ኢና። ናብ`ዘን ዚስዕባ - ኣብ`ዚ መዳይ እዚ ክተሓጋገዛኹም ዝኽእላ ውድባት ብኣኽብሮት ከነሰጋግረኩም ንፈቱ፦

  • Maison d'adoption፦ http://ado ptiehuis.be (ብቛንቋ ዳች)፣
  • Registre de recherche፦ http://www.zo ekregister.be (ብቛንቋ ዳች)።