ንቝጽርታት ተሌፎን ናይ ኣባላት ቤተ-ሰብኩም ብኣእምሮኹም ሓዝዎም።
ንኣባላት ስድራ-ቤትኩምን ፈተውትኹምን ብዛዕባ መስመር ጕዕዞ ስደትኩም ወይ ኣንፈት መገድኹም ኣፍልጥዎም።ዕዞ መገድኹም ኣፍልጥዎም።
ደሃይ ናይ ኣባላት ስድራ-ቤትኩም ምስሰኣንኩም፡ ተቓላጢፍኩም ሰታሪ/ፖስታ ናይ ማሕበር ቀይሕ መስቀል - ቀይሕ ወርሒ ክትረኽቡ ፈትኑ።
ንናይ ኢ-መይል ኣድራሻታት ናይ ኣባላት ስድራ-ቤትኩም ብኣእምሮኹም ክትሕዝዎም ፈትኑ።
ንስኻትኩም ኩኑ ኣባላት ስድራ-ቤትኩም ግቡእ ናይ ጸረ-ምጥሓል ጃኬታት ትጥቀሙ ምህላውኩም ኣረጋግጹ።
ምስ ደቅኹም ትጐዓዙ እንተሃሊኹም፡ ከም ስም ወለዶም ንዝኣመሰሉ ሓገዝቲ ሓበሬታታት ብኣእምሮኦም ክዝክሩ ሓግዝዎም።
ንኣባላት ስድራ-ቤትኩም ብዛዕባ ጕዕዞኹም ድዩስ ብዛዕባ ዘለኹሞ ቦታ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣፍልጥዎም።
ምስእትእሰሩ፡ ንኣባላት ፖሊስ ካብ ስድራ-ቤትኩም ክትንጸሉ ከምዘይትደልዩ ኣፍልጥዎም።05ሊስ ካብ ስድራ-ቤትኩም